download: Pdficon.png
Printpdficon.png
Odticon.png
Version: 2.0

ሓበረታ ናይ ምንባብ መጽሓፍ ቅዱስ (ሸውዓተ ተስፋ ዘሎዎ ታሪኻት)

ሓበረታ ናይ ምንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ናይ ምንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ብ ሓድሽ ኪዳን ጀሚር።

1. ሉቃስ
2. ግብሪ ሃዋርያት

ኩሉ ግዜ ከተንብብ ከለኻ ብጸሎት ጀምር፥ ንኣምላኽ ሕተቶ ክሕግዘካ ነቲ ተንብቦ ንኽርድኣካ።

ሕቶታት ኣብ ዳሕራይ ገጽ ይሕግዘኩም እዩ ኣብ መራዳእታ ናይ ቃላት መጽሓፍ ቅዱስ።

እንድሕር ሕቶ ወይ ሓሳብ ኣላትኩም ጽሕፍኩም ብዛዕብኡ ምስ ኣሓትን ኣሕዋትን ተላዘቡ።

ብሓንሳብ ን መጽሓፍ ቅዱስ ምምርማር

ኣገባብ ኣብ ምርካብና፥

1. ከመይ ኣለኻ / ኣለኺ?
2. ጸብጻብ፥
ከመይ ገርኩም ዕላማኹም ፈጽምኩም ናይ ዝሓለፈ ርክብ።
3. ምምዝጋን፥
እንታይ እኹም ኣብዚ ኣ ሶሙን ተመስግኑ? ን ኣምላኽ መዝግኑ።


4. መልሲ
ናይ እዝኤን ሕቶታት ብዛዕባ ታሪኽ ሃቡና።
5. ብሓድሽ ኣዘንቱ
ነዚ ሓጺር ክፋል ከይርኣኻ ከም ብሓድሽ ኣዘንቱ።
6. መልስ
ነዚ ዝቕጽል ሕቶታት ብዛዕባ ቲ ሓጺር ክፋል፥
Head-32.pngርእሲ፥ እንታይ ተማሂርና ኣብዚ? ( ብዛዕባ ኣምላኽ/ የሱስ/ ሰብ/...)
Heart-32.png ልቢ፥ እንታይ ልበይ ተንኪፍኒ? (ከመይ ተሰሚዕዎም? ከመይ ተሰሚዑኒ ብዛዕብኡ ...?)
Hands-32.png የእዳው፥ ከመይ ጌርና ነዘውትሮ ነዚ? (ኣብነት ክንክተሎ? ምስ መን ክንካፈሎ ንኽእል?)



7. ዕላማ፥
በዓልኹም ዕላማኹም መስሪቱ ክሳብ ዝመጸ ርክብ።
8. ጸሎት፥
ግዜ ወሲድኩም ምእንታኹም ጸልዩ።

ኣግባብ፥

  • ኣብ ተባህለኩም ጽሑፍ ጽንሑ።
  • ኩላቶኩም ተሳተፉ።
  • ንሓድሕድኩም ተተባብዑ።

ሸውዓተ ተስፋ ዘሎዎ ታሪኻት

1. ሉቃስ 7, 36-50
    የሱስን ኢትኣ ዘማዊት
2. ዮውሃንስ 4, 4-30
    የሱስን ምስ ኢትኣ ሰበይቲ ኣብ ፈልፋሊ
3. ሉቃስ 18, 9-17
    መን እዩ ናብ ኣምላኽ ክመጽእ ዝፍቀዶ
4. ሉቃስ 18,18-30 + 19, 1-10
    ደድሕሪ የሱስ ምኻድ ህያብ ኣሎዎ
5. ማቴዎስ 25, 31-46
    ኣብ መወዳእታ ፊትሒ
6. ማርቆስ 15, 1-47
    የሱስ ኣብ መስቀል
7. ሉቃስ 24, 13-35
    የሱስ ምስ ክሊተ ሰባት ኣብ መገዲ