Translations:Forgiving Step by Step/20/ti
- ኣብ ቅድሚ ፈራዲ እግዚኣብሔር ቀሪብና፡ ነቲ ዝበደለናን ዝጐድኣናን ሰብ ንኽሰሶ። እዚ ኽንገብር እንከለና፡ ኣብ ቀዳሞት ሰለስተ ምዕራፋት ዘለዋ ቀንዲ ነጥብታት ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሔር ንዛረበለን ንግለጸን።
- መብዛሕትኡ ዝግበር ጌጋታት፦ ነዛ ምዕራፋ ወይ ደረጃ’ዚኣ ትም ኢልና ንሰግራ ወይ’ውን ካብ እግዚኣብሔር ስምዒታትና ንሓብኦን ንኽውሎን።