Translations:Forgiving Step by Step/3/ti
ዳግማይ በደል መሊሱ ንኸይገጥመና ነብስና ንምክልኻል እንኽተሎ መገዲ’ኳ እንተኾነ፡ ኣብ ልዕሌና ዝያዳ ቓንዛን ስቓይን ባዕልና ካብ ምፍጣር፡ ካልእ እንረኽቦ ፍረ ግን የልቦን። ብተወሳኺ በደል ዝገጠመና ስለ ዝኾና፡ ምስ ካልኦት ሰባት ዝህልወና ዝምድና’ውን ፍቕሪ ዝመልኦ ኣይከውንን። እተበደለ ሰብ ንኻልእ ሰብ ስለ ዝብድል።