Translations:Forgiving Step by Step/36/ti
ምስ ሰብ ዘለካ ዝምድና ደሓን ምዃኑ ወይ ደሓን ዘይምዃኑ፡ ማለት ብእኡ ተቐይምካ ዲኻ ኣይተቐየምካን ንምፍላጥ ዝሕግዘካ ምኽሪ፦
- ብዛዕባ’ቲ ሰብ ሕሰብ፦ ካብ ውሽጢ ልብኻ ብሓቂ ጽቡቕ ክትምነየሉ ትኽእል ዶ?
- ንበል እቲ ሰብ ኣብ መገዲ የጓነፈካን ትረኽቦን፦ እንታይ ይስመዓካ? ኣብኡ ገና ቒምታ ኣለካ ዶ?
ምስ ሰብ ዘለካ ዝምድና ደሓን ምዃኑ ወይ ደሓን ዘይምዃኑ፡ ማለት ብእኡ ተቐይምካ ዲኻ ኣይተቐየምካን ንምፍላጥ ዝሕግዘካ ምኽሪ፦